ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሊብያ፡ ቦታ ዕዳጋ ደቂ ሰብ


ሊብያ፡ ናይ ሰባት ዕዳጋ ቦታ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:02 0:00

ሊብያ፡ ቦታ ዕዳጋ ደቂ ሰብ

ሊብያ ናብ ኣውሮጳ ንዝጉዓዙ ስደተኛታት መተሓላለፊ ዘይኮነ ዘይሕጋዊያን ኣስገርቲ ሰባት ሰባት ዝሻየጥሉ ቦታ እዩ። እዞም ዘይሕጋዊያን ኣስገርቲ ሰባት ንሓደ ሰብ ካብቲ ዝተሓተ 200 ዶላር ክሳብ ዝለዓለ ብኣሽሓት ዶላር ዝቑጸር ገንዘብ ስደተኛታት ይገዝኡን ይሸጡን።

ናይ ነዊሕ እዋን መራሒ ሊብያ መሓመድ ገዳፊ ካብ መዝነቶም ካብ ዝወርዱ ሽዱሽተ ዓመታት ተቆጺሩ’ዩ እንተኾነ ሊብያ ሕጂ’ውን ዕጡቓት ጉጅለታት ንምቁጽጻር መሬት ዝወዳደርሉ፡ ዓብይ ዝኾነ መርበብ ምስግጋር ኣጽዋርን ሰባት ዝኻየደላ ስርዓተ ኣልቦ ሃገር እያ።

ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ነቲ ኣብ ሊብያ ዘሎ ሰብኣዊ ቀውሲ ዝሰነደን ብዓውዲ ናይ ፎቶግራፊ ጋዜጠኛታት ተሸላሚ መበል 7ይ ሽልማት ካርሚጋኒክ ዝኾነ ሰኣላይ ናርኪሶ ኮንተረስ ቃለ መጠይቕ አካይዱ ኔሩ።

XS
SM
MD
LG