ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወፍሪ ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ


ወፍሪ ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:52 0:00

ወፍሪ ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ

ትራምፕ ኣብቲ ብቀዳም ኣብ ንሃገራዊያን ኮንቬንሽን ሊብርተሪያንስ ኣብ ዝተረኽብሉ ኣጋጣሚ ከምቲ ናይ ኩልጊዜ ወፍሮም ብደገፍቶም ዝተመልአ ኣይነበረን ብኣንጻሩ ሓያል ተቓውሞ ኣተኣናጊዶም እዮም። እቶም ሕፁይ ሪፐብሊካን ፓርቲ ብፖለቲካዊ ተንታኒ ደሮይ ሙርዶክ ብዛዕብኦም ንዝፀሓፎ ፅሑፍ ብምጥቃስ ምንባብ ምስ ጀመሩ ድምፂ ተቓውሞ ክስማዕ ጀሚሩ።

ብተመሳሳሊ ኣብ መወዳእታ መዓልታት ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ምርቓ ሓደስቲ ኣባላት ሰራዊት ዝተረኽቡ ፕረዚደንት ጆ ባይደን “ሓለውቲ ዴሞክራሲ ኣመሪካ ክኾኑ” ኣብ ምትብባዕ ዘድሃበ መደረ ኣስሚዖም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG