ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላይበሪያ ናብ ኻልኣይ ዙር ፕረዚደንታዊ ምርጫ ተምርሕ


ፕረዚደንታዊ ምርጫ ላይበርያ
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ላይበርያ

ኮሚሽን ምርጫ ላይበሪያ፡ ፕረዚደንታውያን ተወዳደርቲ ጆርጅ ዊያን ጆሰፍ ቦኣካይን እቲ ዘድሊ ድምጺ ስለ ዘይረኸቡ ንኻልኣይ ዙርያ ድምጺ ምሃብ ከምርሑ ምዃኖም ኣመልኪቱ።

ዛጊት 94% ናይቲ ዝተዋህበ ድምጺ ኣብ ዝተቖጽረሉ፡ ክልተ ተወዳደርቲ ኣስታት 43% ናይቲ ዝተቖጸረ ድምጺ ረኺቦም ኣለዉ። ክልተ ተወዳደርቲ እቲ ዝድለ መጠን ቍጽሪ ከመዝግቡ ብዘይምኽኣሎም ናብቲ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ተመዲቡ ዘሎ ካልኣይ ዙር ምውሃብ ድምጺ ከምርሑ ምዃኖም ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ሓቢሩ'ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG