ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሕቲ ኣሜሪካን ኢትዮጵያን ከምኡውን ምኒስቲር ወፃኢ ኤርትራን ኣብ ዋዕላ ነባርይ ምዕባለ ሕ/ሃ


በራክ ኦባማ 'ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቂቃ 11 ቆልዑ ብሕማም፣ 100 ኣደታት ብጠንቂ ሕርሲ መዓልታዊ ከምዝሞቱ፣ ኣብ'ዛ ሰዓት'ዚኣ 800 ሚልዮን ሰባት ትሕቲ 1.25 ዶላር ንመዓልቲ ይናበሩ'ለው' ኢሎም።

ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ' ኣብ ኢትዮጵያ፣ ነዚ ኣገዳሲ ጉዕዞ ዘላቂ ምዕባለ ውፉያት ኢና።ውጥን ምዕባለ ሕ/ሃ ምስ ውጥናት ኢትዮጵያ ዝጣዓዓሙ'ዮም' ኢሎም። ምኒስቲር ወፃኢ ኤርትራ ኣቶ ኦስማን ሳልሕ 'ፖለቲካዊ ዝመበገሲኡ እገዳታት፣ ኣብ ልዕሊ ቆልዑን ኣንስትን ኣሉታዊ ሳዕቤን ኣለዎ' ኢሎም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:19 0:00

XS
SM
MD
LG