ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጣልያን ስድራ-ቤታት መወቲ ሬሳ ቤተ-ሰቦም ባዕላቶም ክሓቱ አለዎም ከም ዝበለት ተገሊፁ


ጣልያን ስድራ-ቤታት መወቲ ሬሳ'ቶም ኣብ ማእኸላይ ባሕሪ ኣብ ላምፐዱዛ ዝሞቱ ቤተ-ሰቦም ባዕላቶም ክሓቱ አለዎም ከም ዝበለት ተገሊፁ፡

ኣብ ኣብ ሮማ ናይ ዝመደብሩ ንስደተኛታት ዝሰርሕ ማሕበር ሓበሻ መስራትን ፕረዚደንትን ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፣ ሬሳ ናብ ዓዲ ንኽምለስ ናይ ምሕታት መሰል ናይ ስድራ-ቤታት'ዩ ክትብል ጣልያን ምግላፃ ሓቢሮም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
TIG-Lampadusa
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:13 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG