ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖሊሲቲታት ኢምግረሽን ተመራጻይ ፕረዚደንት ትራምፕ


ኣቶ ላባን ስዩም
ኣቶ ላባን ስዩም

‘ተመራጻይ ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ካብ ሃገር ክወጹ/ክጥረዙ ዝኽእሉ ስደተኛታት ኢሎም ዝሰርዕዎም ወረቀት ዘይብሎም ግን ኣብ ገበን ዝተዋፈሩ ሰባት ጥራሕ’ዮም’ ይብል ኣቶ ናባል ስዩም።

በዝሒ’ቶም ክጥረዙ ዝኽእሉ ስደተኛታት ካብ 2 – 3 ሚልይን ከምዝኾኑ’ውን ይጥቅስ።

‘ሕጋዊ ነበርቲ፣ ፈቃድ መንበሪ/ቪዛ ዘለዎም ወይ ዜግነት ዝሓዙ ስደተኛታት ግና ካብ’ዚ ስግኣት’ዚ ናጻ’ዮም’ ይብል ጋሻና። እዞም ዝተጠቅሱ ኣብ ገበን እንተተሳቲፎም ግና ኣብ ቤት ፍርዲ ዝቀርቡ ከምዝኾኑ’ውን ኣቶ ላባን ሓቢሩ።

ንኣቶ ላባን ስዩምን ኣቶ ሃብታይ ዕቁባዝጊን ዘተኣናገደ ናይ ጽባሕ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፣ ፖሊሲ ትራምፕ ናብ ኣፍሪቃ እንታይ’ዩ? መራሕቲን ተቃወምቲን ከምኡውን ህዝቢ እንታይ ካብ መስርሕ ምርጫ ኣሚሪካ ይማሃሩ? ዝብሉን ካልኦትን ሕቶታት ኣልዒሉ ክዝትይ’ዩ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:35 0:00

XS
SM
MD
LG