ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ህዝባዊ ምትሕግጋዝ ይዓቢ


ድሕሪ ባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ህዝባዊ ምትሕግጋዝ ይዓቢ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:18 0:00

ድሕሪ ባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ህዝባዊ ምትሕግጋዝ ይዓቢ

ካብ ሎስ-ኣንጀለስን ከባቢኣን ብሰንኪ ባርዕ ዱር ንዝተመዛበሉን ንብረቶም ዝሰኣኑን ዜጋታት ንምሕጋዝ ዓቢ ግብረ-መልሲ ይርአ ኣሎ። ሰሙን ኣብ ዘቑጸረ ባርዕ፡ ሎሚ እቲ ብርቱዕ ንፋስ’ውን ብመጠኑ ስለ ዝዘሓለ፡ ንኣጥፋእቲ ሓዊ ተስፋ ሂቡ ኣሎ። ቅድሚኡ ግን እቲ ጻዕሪ ነቶም ኵሉ ዝሰኣኑ ንምሕጋዝ’ዩ።

ነባሪት ኣልታንዳ ዝዀነ ዳኒኤላ ዊልያምስ፡ ብዘይካ ለቢሳቶም ዝነበረት ክዳንን ሒዛተን ዝሃደመት ደማሙን ኵሉ ንብረታ ኣብቲ ሓዊ ምህማዅ ትነግር። ገዛ ሓብታ ነዲዱ’ዩ። ገዛ ኣቦኣ፡ ምናልባት ክህሉ ይኽእል፡ ዛጊት ግን ኣይፈለጡን።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG