ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኮንሶ ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ተዓጽዩ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ህዝብታት ደቡብ ኣብ ኮንሶ ኣብያተ መንግስቲ ከምዝተዓጽወ ተገሊጹ።

ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ምዕጻው መንግስቲ ናይቲ ክልልውን ተኣሚኑ ኣሎ።

እዚ ዝኾነ ኮንሶ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ናብ ዞባ ሰገን ብምጥቕላሉ ዝተቓወሙ ሰራሕተኛታት መንግስትን ወከልቲ ናይቲ ሕብረተሰብን ሰራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ብምግባሮምዩ ክብል መንግስቲ ናይቲ ክልል ብተወሳኺ ገሊጹ ።

XS
SM
MD
LG