ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኮንሶ ዝተዋፈሩ ሓይልታት ጸጥታ እንተወጹ'ዃ እቲ ከባቢ ከምዘይተረጋግአ ሓደ ናይ ህዝቢ ተወኻሊ ገሊጾም


ኣብ ደቡብ ክልል ኢትዮጵያ ገለ ከባቢታት ኮንሶ ተዋፊሩ ዝነበረ ሓይልታት ምክልኻል እንተወፀ እውን ካብ ወረዳታት ዝተዋፅኡ ዕጡቓት ተተኪኦም ኣብ ክልተ ጣቢያታት ይታኾሱ አለው ክብሉ ካብ ናይ ኮንሶ ተወከልቲ ሓደ እየ ዝበሉ ኣቶ ገመቹ ገንሴ ሎሚ ንድምጺ አሜሪካ ገሊፆም።

እቶም ተወኻሊ ህዝቢ ንመዓልትታት ዝወደቑ ሬሳታት ንምልዓል እውን ኣይተኻእለን ይብሉ።

ወሃቢት ቃል ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ግን እቲ ህዝቢ ናብ ስሩዕ ዝተረጋግአ ናብርኡ ይምለስ ኣሎ ኢለን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

XS
SM
MD
LG