ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮበ ብራያንት1978 - 2020

ህቡብ ተጻዋታይ ባስኬት ቦል(ኩዕሶ ስኪዒት) ኣሜሪካ ኮበ ብራያንት ትማሊ ሰንበት ኣብ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ብዘጋጠመ ምውዳቕ ነፋሪት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ’ሎ። በቲ ሓደጋ ኮበ ምስ ጓሉን ካልኦት ትሸዓተ ሰባት ምሟቶም ተፈሊጡ’ሎ።

ኮበ ወዲ 41 ዓመት ኮይኑ ንዝሓለፈ 20 ዓመታት ኣብ ጋንታ ሌኬርስ ዝተጻወተ ሓሙሽተ ጊዜ ሻምፕዮን ክከውን ዝበቕዓ ህቡብ ተጻዋታይ ኔሩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG