ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ንየማነ ገብረሚካኤልን ኪሮስ ኣለማየሁን ትዝክር


ክሮስ ኣብ 1985 ኣ.ኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓሪፉ፡ የማነ ድማ ድሕሪ 3ት ዓመት ኣብ 1997 ኣ.ፈ ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ

ኪሮስ ኣለማየሁ ብሃንደበታዊ ሕማም ቅድሚ 17 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓረፈ።ንሱ ዝተፃወተን ባህላዊ ሙዚቃታት ኣብ ምብርባር ሙዚቃ ትግርኛ ኣብ ኢትዮዽያ ናይ ባዕሉ እጃም ከምዝነበሮ‘ውን ይዛረቡ ብዙሕ ዝሓዘኑ ኣድነቅቱ።

ድሕሪ ዕረፍቲ ኪሮስ ኣለማየሁ ድሕሪ 3ተ ዓመት ኣቶ የማነ ገብረሚካኤል ኣብ ኣስመራ ብሕማም ዓሪፉ።ብዙሓት ኣድነቅቱ ብሞት የማነ ጉህዮም‘ዮም።ክልቲኦም ስነ-ጥበባዊያን ንሎሚ መዘራረቢ ኣርእስቲ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ገይርናዮም አለና።

ኣጋይሽና ኣቶ ኪሮስ ሃይለስላሴ ካብ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣቶ ይትባረክ ገብረትንሳኤ ድማ ካብ ካናዳ`ዮም።

ቀዳማይን ካልአይ ክፋል`ቲ መደብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG