ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ ወረዳ ማሰቃ 2 ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም


ካርታ ኢትዮጵያ
ካርታ ኢትዮጵያ

ማሰቃ ኣብ ዝተባህለ ወረዳ ማእከላይ ኢትዮጵያ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝኾኑ ኣደን ውላድን ሽዑ ንሽዑ ክሞቱ ከለው፣ ካልኦት ሽዱሽተ ሰባት ድማ ቆሲሎም ናብ ሆስፒታል ከምዝተወሰዱ ተሓቢሩ።

ኣመሓዳሪ ምብራቃዊ ዞባ ጉራጌ ኣቶ ንጉሴ መከ "ዕጡቃት፣ ኣብ ልዕሊ ቡን ይሰትዩ ዝነበሩ ኣባላት ስድራቤት ብሰንኪ ዝፈጸምዎ እከይ ተግባር ክልተ ሰላማዊያን ሰባት ተቀቲሎም ኣለው" ኢሎም።

ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልታት፣ ሽዱሽተ ሰባት ምቅታሎም ነበርቲ’ቲ ከባቢ ንድምጺ ኣመሪካ ምግላጾም ዝዝከር እዩ ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG