ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ማእሰርቲ ቂልንቶ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ነዲዱ


ኣብ ኢትዮጵያ ጽኑዕ ሓለዋ ዝግበረሉ ቤት ማእሰርቲ ቂልንቶ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ነዲዱ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ በቲ ባርዕ ሓዊ 23 ሰባት ሞይቶም ኣለው።

ስድራ እሱራትውን ደሃይ ዝተኣስሩ ስድራኦም ንምርካብ ይጽዕሩ ኣለው።

በቲ ዘጋጠመ ባርዕ ሓውን ዝነበረ ቶኽስን ዝወረደ ጉድኣት ክፍለጥ ስለዘይተኻእለ ስድራቤት እሱራት ኣዝዮም ተጨኒቖም ኣለው ክብሉ ምክትል ፕረዚደንት ፌደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ኣቶ ሙላቱ ገመቹ ገሊጾም።

እዚ ዝለዓለ በደል ኣመሓድራዩ ክብሉውን ኣማሪሮም።

ቤት ማእሰርቲ ቂልንቶ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ነዲዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:10 0:00

XS
SM
MD
LG