ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንእሽቶ ከረን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ - ወትሩ “መርሓባ”


ንእሽቶ ከረን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ - ወትሩ “መርሓባ”
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:04 0:00

ኣብ ዲሲ፡ ቪርጂንያን ሜሪላንድን ዝበለጸት ፉል ዘለዋ ቦታ ኢሉ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ሓቲቱ፡ “ከረን” ኢሎም ከም ዝመለሱሉ ነጊሩኒ። ርእይቶ ዝሃቡ መብዛሕትኦም ሱዳናውያን ክዀኑ ከም ዝኽእል ኣይሰሓትን። ንሱ’ውን ቅድሚኡ መጺኡዋ ስለ ዝፈልጥ ““ናብ ዓዲኻ’የ ክወስደካ። ጽፉፍ ትሕዝቶ ኣለዎም፡” ኢሉኒ።

XS
SM
MD
LG