ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬንያዊያን፡ ሰብ-ስርሖ ጸጉሪ ርእሲ ዳግማይ ብምምስራሕ ዝተፈላለዩ ፍርያት የዳልው


ኬንያዊያን፡ ሰብ-ስርሖ ጸጉሪ ርእሲ ዳግማይ ብምምስራሕ ዝተፈላለዩ ፍርያት የዳልው
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:45 0:00

ኬንያዊያን፡ ሰብ-ስርሖ ጸጉሪ ርእሲ ዳግማይ ብምምስራሕ ዝተፈላለዩ ፍርያት የዳልው

ኣፍሪቃውያን ደቀንስትዮ ኣብ ምምልኻዕ ጸጉሪ ርእሰን ንጥዕና ጎዳኢ ካብ ዝኾነ ፍርያት ዝተፈልየ መንገዲ የናድያ'ለዋ። ነዚ ከም ሓደ ኣማራጺ ዝወሰደኦ ኸኣ ሲንተቲክ ማለት ሰብ-ሰርሖ ጸጉሪ ርእሲ እዩ።

ምጥቃም እዚ ሰብ-ሰርሖ ጸጉሪ ርእሲ ኣብ ጥዕና ዘስዕቦ ጉድኣት እንተዘይሃለወ እዃ ድሕሪ ምግልጋሉ ክጎሓፍ ከሎ ግን ኣብ ሓለዋ ከባቢ ስክፍታታት ፈጢሩ'ሎ።

ነዚ ስዒቡ ድማደቀንስትዮ ኬንያ ወረዳ ኪሲሙ እዚ ሰብ-ሰርሖ ጸጉሪ ተመሊሱ ኣብ ጥቅሚ ዝውዕለሉ በሊሕ ጥበብ ረኺበን'ለዋ። ምንያ ኣፈወርቂ ሒዛቶእላ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG