ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምርጫ ንውጽኢት ዳግማይ ምርጫ ኬንያ አጽዲቑ


ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ ነቲ ዝተደግመ ፕረዝደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ሕጊ ኣይተኸተለን ንዝብል ሞገተ ብምንጻግ ኡሁሩ ኬንያታ ተዓዋቲ’ቲ ዳግማይ ምርጫ እዮም ክብሉ ብምሉእ ድምጺ ሎሚ ሶኑይ ወሲኑ።

ቀንዲ ዳኛ ዴቪድ ማራጋ ድሕሪ ሰለስተ መዓልታት ምስማዕ ከይዲ ፍርዲ እዮም ነዚ ውሳነ ኣፍሊጦም።

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምርጫ ንውጽኢት ዳግማይ ምርጫ ኬንያ አጽዲቑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:21 0:00

“እቲ ናይ 26 ጥቅምቲ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ጸዲቑ’ሎ።”

ሓላፊ’ቲ ቤት ፍርዲ ብኣባል ፓርላማ ነበርን ብክልተ ተሓለቅቲ ሰብኣዊ መሰላትን ንዝቀረበ ክልተ ጥርዓናት ነጺጎም’ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምርጫ ንውጽኢት ዳግማይ ምርጫ ኬንያ አጽዲቑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:33 0:00

XS
SM
MD
LG