አብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ናይሮቢ ዝርከቡ ሶማልያውያን መንእሰያት ኸተርቲ ባሕሪ ከይኮኑ መፀዋዕቲ ዝቀረበሎም ኣብ ናይሮቢ ኣብ ሓደ ማእኸል ማሕበረሰብ ኣብ ዝተኻየደ አኼባ'ዩ።
ኣብቲ ማእኸል 300 ሶማልያውያን መንእሰያት ኣብ መድረኽ ኮይኖም ብድራማ ምርኢትን ነቲ ክፍሊ ንዝመልአ ሰብ እናዘንግዑ ብዛዕባ ኽትረት ባሕሪን መዘዙን አፍልጦ ክረክብ ጌሮም።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ