ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬንያ ፈለማ ሰላም'ቶም ኣብ ውሽጢ ሶማል ዝሓዘቶም ከባቢታት ምጥንኻር ትኹረታ ምኻኑ ገሊፃ


ወታሃደራዊ ሓይልታት ኬንያ ናብ ድልዱል ዕርድታት አልሸባብ ቅድሚ ምድፍኦም ኣብቲ አቀዲሞም ዝሓዝዎ ከባቢታት ዘላቂ ሰላም ከረጋግፁ ከምዝግባእ ገሊፆም።

ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኬንያ ብርጋዴር ጆንሰን አንዲክ ፣ ኬንያ ከም ታብዳ ዝበሉ ኣብ ምብራቅ ዝርከቡ ዓበይቲ ዕርድታት አልሸባብ ሰላምን ኣብ ምርግጋፅ'ያ አትኩራ ዘላ ኢሎም።

ብርጋዴር ጆንሰን አንዲክ ኣተሓሒዞም " እቲ አዝዩ አገዳሲ ነገር ቅድሚ ምድፋእና ሰላም'ቲ ድሮ ሓራ ዘውፅእናዮ ከባቢታት ብኸመይ ከነረጋግፅ ዝብል'ዩ። ኣብ ቀረባ ኸአ ኪስማዩ ክንአቱ ኢና" ኢሎም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG