No media source currently available
ኣብ ከተማ ቲካ ኬንያ ዝተደኮነ ትካል ራማኒ፡ ነቲ ዝእከብ ጓሓፍ ዳግም ብምምስራሕ ናብ ብሉጽ ስራሕ የውዕል ኣሎ። እዚ ትካል ኣከባቢ ኣብ ምዕቃብን እቶት ኣብ ምኽዕባትን ድርብ ረብሓታት ኣብ ምፍጣር ይርከብ።