ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብሰንኪ ኣብ መንጎ ፕረዚደንትን መራሒ ተቓወምቲ ዘሎ ውጥረት ኬንያ ኣብ ክልተ ተኸፊላ'ላ


ኬንያ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬን ያታን "ፕረዚደንት ህዝቢ" ኢሎም ንገዛእ ርእሶም ዝአወጁ መራሒ ተቓወምቲ ራይላ ኦዲንጋ ብሰንኪ ዘሎ ምፍጣጥ እታ ሃገር ኣብ ክልተ ተከፊላ'ላ።

ራይላ ኦዲንጋ ስማዊ ቃለ መሓላ ይፈጽሙ እንበር መንግስቲ ብዝወስዶ ዘሎ ተሪር ምላሽ እታ ሃገር ኣብ ናይ ውልቀ መላኪ አመራርሓ ተምርሕ አላ ክብሉ ተንተንቲ ይገልጹ።

ናይ ተቃውሞ ሰልፍታት ካቢነ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ካብ ዝሓለፈ ብዝሓሽ ንኹሉ ዝሓቁፍ ክኸውን ንምሕታት ትማሊ ሓሙስ ናብ ህንጻ ፓርላማ እታ ሃገር ተጓዒዞም እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG