ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬንያ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ገዛኢ ፓርትን ተቓወምትን ዝተፈጥረ ውጥረት ቀጺሉ’ሎ


ኣብ ኬንያ ቅድሚ’ቲ ኣብ ዝመጽእ 26 ጥቅምቲ, 2017 ዓ.ም ዝካየድ ዳግማይ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ፖለቲካዊ ውጥረት ቀጺሎ’ሎ።

ደገፍቲ ተቃውሞ ሎሚ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት’ታ ሃገር ብምውጻእ ኣብ ዝሓለፈ ምርጫ ተሓተቲ’ዮም ዝበሎም አባላት ኮሚሽን ምርጫ ካብ መዝነቶም ብህጽጽ ክሰጎጉ ሓቲቶም።

ሎሚ ኣብ ናይሮቢ ደገፍቲ’ቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ጆብሊ ፓርቲ ምስ ተቃውሞ ሰልፈኛታትን ተጋጭዮም።

ተቃወምቲ ንስራሕ ንግዲን ዕለታዊ ምንቅስቃስን የተዓናቅፍ’ለው፡ ኣብታ ከተማ’ውን ውጥረት ይፈጥሩ’ለው ክብሉ ደገፍቲ ገዛኢ ፓርቲ ይዛረቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG