ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ኬንያ ደርቂ ዝጻወሩን ፍሬታት ዘፍርዩ አግራብ ይተክሉ


አብ ሰሜናዊ ኬንያ ሓደ እዋን ልሙዕ አብ ዝነበረን ናብ ምድረበዳ ዝተቀየረን ከባቢታት ደጊሙ ዘጋጠመ ደርቅን ሃርን ነቲ ብምርባሕ ከብቲ ዝናበር ማህበረሰብ ብጽንኩር ይሕሰ'ሎ።

አብ ዞባ ሳምቡር ዝነብሩ ስድራቤታት ንዘሎ ጉድለት አመጋግባ ንምምካት 18 ዓይነት ደርቂ ዝጻወሩን ፍሬታት ዘፍርዩ አግራብ ተኪሎም ይተክሉ አለውን።

ብውሑድ ዝናብ አብቲ ዞባ ብተፈጥሮ ዝቦቅል ዓይነት አግራባት አፍሪቃ'ውን ይተኽሉ'ለው። እቲ ማህበረሰብ ድሕሪ ሓደ ዓመት ፍረኡ ክበልዕ ትጽቢት ይገብር።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

አብ ኬንያ ደርቂ ዝጻወሩን ፍሬታት ዘፍርዩ አግራብ ይተክሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:20 0:00

XS
SM
MD
LG