መሕተሚ
ኣብ ኬንያ ኣብ ማእኸል ከተማ ናይሮቢ ሎሚ ሓደ ነታጊ ነቲጉ ብዉሑዱ 28 ሰባት አቁሲሉ። ግን መበገስቲ ነታጊ ብኡንብኡ አይተፈልጠን።
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ መቓዲሾ በጺሑ ተመሊሱ፡ ዝተበጽሐ ዓቢ ስምምዕ ግን የለን ከተማ ሚላን ዝበትርዐ ዝተባህለ ክልከላ ምትካኽ ሽጋራ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ተተግብር