ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቅድሚ 50 ዓመት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ፡ ኣብ ዳላስ ተክሳስ እንታይ ተፈጺሙ?


Dealey Plaza is pictured during "The 50th: Honoring the Memory of President John F. Kennedy", a ceremony marking the assassination of President Kennedy in Dallas, Texas November 22, 2013. REUTERS/Mike Stone (UNITED STATES - Tags: POLITICS ANNIVERSARY)

ቅንጸላ ፕረሲደንት ጆን ኤፍ ከነዲ ኣብ ኣእምሮ ሰባት ገና ሓዲሽ ኣሎ


ሽዕኡ ፕረሲደንት ከነዲ ኣብ ዳላስ ዑደት ይገብሩ ኔሮም። ብጥይት ተቐንጺሎም። ኩነታት ቅንጸሎኦም ገና ምሉእ ምላሽ ኣይረኸበን።

ኣብ`ቲ ቦታ ዝነበሩ መሰኻኽር፡ እንታይ ይብሉ? ኣብ ህዝቢ ዘሎ ጥርጣረታት`ከ?

ነዝን ካልእን ዘጣመረ ፍሉይ መደብ ተኸታተሉ፡

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG