ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ካማላ ሃሪስ መን’ያ?
ንትምህርቲ ናብ ዩኒቨርስቲ በርክሊ ናይ ካሊፎርኒያ ካብ ዝመጽኡ ስድራቤት ኣብ ኦክላንድ ዝተወልደት ካማላ ሃሪስ ኣብቲ ቅድሚ ሎሚ ዝሓዘቶ በበይኑ ህዝባዊ መዝነት ተራር ዓቃቢት ሕጊ ምዃና ኣመስኪራ’ያ። ብዛዕባ’ዛ ታሪኽ ንምስራሕ ኣብ መስርዕ ቅድድም ዘላ ካማላ ናብቲ ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ቦታ ብምኻድ ዝተዳለወ መደብ'ዩ።
ቅጥዒ