ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ዝቕመጥ ስነ-ጥበባዊ ሺሻይ ሒሸ፡ ብመሪገታ ሃይሉ`ውን ይፍለጥ`ዩ።
ካብ ኢትዮጵያ ጀሚሩ ብዙሓት ድራማታትን ሓጸርቲ ልበ ወለዳትን ኣፍሪዩ።
ናብ ካናዳ ካብ ዝመጽእ ንደሓር ከኣ፡ ሓንቲ ኣልቡም ሙዚቃ ኣሕቲሙ። ኣብ መርዓታት `ውን ባህላዊ ደርፍታት ብምጽዋት ይፍለጥ።
ምስ ሺሻይ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡