ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ ገለ ኣውሎን መልቀስን ኣንቢባ`ላ፡ ኣብ ትግራይ ኣብ በዓቲ ብዛዕባ ዝነብሩ ስድራ`ውን ኣዘንቲዋ`ላ


Cave-as house in Tigray
Cave-as house in Tigray

ኣብ ትግራይ ምብራቓዊ ዞባ ወረዳ ሓውዜን ኣይተ ግደይ ሓዱሽ ምስ ሽዱሽተ ኣባላት ስድርኡ ካብ ከውሒ ኣብ ዝተሃነፀ ባዓቲ ይነብር’ሎ

ኣብ ናይ ሎሚ ቂሐ-ጽልሚ መደብ፡ ካብ መጽሓፍ መምህር መኮነን ተስፋይ ገለ ኣውሎን መልቀስን ኣንቢበ ኣለኹ፡

ኣይተ ግደይ ዝብሃል ሰብኣይ ከኣ ባዓቲ ፍሒሩ ናብ ገዛ ንምቕያር ኣርባዕተ ዓማውቲ ወዲኡሉ፡፡
ግርማይ ገብሩ ምስቶም ስድራ ኣብ ውሽጢ እዩ ዘሎ ዝነግረና ኣለዎ።

ክሊቲኡ ትሕዝቶ ቂሐ-ጽልሚ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡
Kaleidoscope
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:07 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG