መሕተሚ
ክዕቀብ ዝግብኦ ብዙሕ ሓድግታት ኣሎ ይብሉ መመህር ታሪኽ ጋሻና
ምስ ግርማይ ገብሩ ዝገበርዎ ዕላል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 19,2022 ዜና(ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ ምስ 10 ሚ/ጉ/ወ ሃገራት ኣብ ኒው ዮርክ ተራኺቦም ተዘራሪቦም: ሶማል ኣስታት 10 ሚልዮን ዶላር ገንዘብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መሊሳ) መደብ ጥዕና ንሕማማት ልቢን ጠንቂ ሳዕቤትን ብዝምልከት ምስ ምስ ዶ/ር ሃብተኣብ ፍስሃ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ የጠቓልል