መሕተሚ
ወኪላት ኣብ ኣስመራን መቐለን፡ ሰናይትን ግርማይን፡ ብምኽንያት በዓል ፋሲካ ነዚ ዝስዕብ መደባት ልኢኾምልና ኣለው።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 20,2022 ዜና (ሚ/ጉ/ወ ዚምባብወ ንመንግስቱ ሃይለማርያም ናብ ኢትዮጵያ ከረክብዎ ከምዝኽእሉ ይሕብሩ፥ ጸብጻብ ኩነታት ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞን ካልእን) ጸብጻብ ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ ዝጸዓና መካይንን ቃለ መሕትት ምስ ሩት ነጋሽ፡ ዋና ኣካያዲት ስራሕ ፈደረሽን ደቀንስትዮ ኮሜሳ የጠቓልል