ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውሩይ ኣይቮሪኮስታዊ ደራፋይ ኣብ ኣስመራ ምርኢት ኣቕሪቡ፡ ኣብ ትግራይ ኣይተ ብልሃቱ ተበላሒቶም


መደብ ቂሐ-ጽልሚ ካብ ኣስመራን መቐለን ክልተ መደባት ሒዛ`ላ

ውሩይ ኣፍሪቃዊ ደራፋይ ኣይቮሪኮስታዊ TIKEN JAH FAKOLY ኣብ ኣስመራ ምርኢታት ከርኢ ቀኒዩ ኔሩ። ቀንዲ ዕላምኡ ብምኽንያት ኣብ ኤርትራ ዝተኸብረ ጸረ-ክንሸባ ደቀንስትዮ፡ ጸረ-ግዝረት ደቀንስትዮ ጎስጓስ ንምክያድ`ዩ።

ኣብ መቐለ ድማ፡ ኣይተ ብልሃቱ፡ ንዝርዝር መግቢ ቤት-ቁርሶም፡ ኣስማት ጋንታታት ዓዲ-እንግሊዝ ብምሃብ፡ ንግዶም ንኽዕምር ተበላሒቶም።

ወኪላትና ዝሰደድዎ መደባት፡ ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ኣስተማቕሩ፡

XS
SM
MD
LG