ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ፡ ምስ ሰገን ወዲ ራያ ሓየሎም ዳባሽ


ወዲ 14 ንኡስ፡ ብባህላዊ ጸወታ ራያ ፍሉይ ኣድናቖት እናረኸበ ይኸይድ ኣሎ፡ ኣብ ጉጅለ ባህሊ ጥንቅሽ`ውን ተጠርኒፉ ይሰርሕ

መደብ ቂሐ-ጽልሚ፡ ንሰገን ሓየሎም ዳባሽን ጠርናፊኡ መምህር ሃይሉ ገብረመድህንን ምስ ሙዚቃ ኣወሃሂዳ ሒዛ`ያ ቐሪባ ዘላ፡ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ስምዑ፡

XS
SM
MD
LG