መሕተሚ
ጥሪ-ዕብዲ ካብ ኣስመራ፡ ልደት ካብ መቐለ ንምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል
ጥሪ-ዕብዲ ካብ ኣስመራ፡ ልደት ካብ መቐለ
ንምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል:
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት17,2022 ዜና (ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ : ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ሓገዝ ንምሃብ ይምድብን ካልኦትን) ኤርትራዊን ኣብ ኣመሪካ ፡ ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ዶ/ር ኣይዳ ሃብተጽየን ሓላፊት ሕክምናዊ መዳይ ኣብ ኣመሪካዊ መፍረ መድሃኒት ፋይዘር የጠቓልል