ኣብ ትግራይ ሸዊት ማሕበር ደረስትን ሳኣልትን መፃሕፍቲ ህፃውንቲ ትግራይ ተጣይሹ’ሎ። ግርማይ ገብሩ ምስ ኣቦወንበር እቲ ማሕበር ዝገበሮ ወግዒ ቐሪቡ`ሎ
ሰናይት ሃብቱ ካብ ኣስመራ ድማ ን ወዲ መባእ ዝተባህለ ሃራማይ ከበሮ ሒዛ ቐሪባ`ላ፡ ንኽልቲኡ ዝሓዘ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡