ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ ጽልሚ ንተወልደ ረዳን ካልኦትን ተተኣናግድ


መርዓ ንጉሳውያን እንግሊዝን፡ ባህሊ ዋጅራት-ራያን ገለ ካብ ትሕዝቶታታ`ዩ

ልዑል ዊልያምን ልዕልቲ ካተሪንን ሎሚ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ባኪንግሃም ኣብ ቅድሚ ኣሸሓት ተሳተፍቲ ቃል-ኪዳን ኣብዝኣሰርሉ እዋን፡ ኣብ ዙርያ ዓለም፡ ሚልዮናት ይዕዘብዎም ኔሮም።

ካልእ ትሕዝቶ ቒሐ-ጽልሚ፡ ንፍሉይ ባህሊ ዋጅራት -ራያ ዝምልከት መጽሓፍ ንዝጸሓፈ ወዲ`ቲ ኸባቢ ኣቕሪባ`ላ።

ኣብ መወዳእታ፡ ምስ ነባር ድምጻዊ ተወልደ ረዳ ዝተኻየደ ፈላማይ ቃለ-መጠይቕ ተኸታተሉ።

ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ፡ ንምሉእ መደብ ቂሐ-ጽልሚ፡ ምክትታል ይክኣል፡

XS
SM
MD
LG