ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ ጽልሚን ትሕዝቶታታን


keshi Gebregziabheir Berhe, tourist guide
keshi Gebregziabheir Berhe, tourist guide

ሰናይት ሃብቱ ትዕዝብታታ ብዛዕባ ኣከባብራ ልደት ኣብ ኣስመራ-ኣሸላልማ ጽሕዲ ልደትን መብራህቲ ውልዕ-ጥፍእን።

ብኻልእ ወገን ኣብ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ዝርከብ እንዳ ኣብርሃ ወ ኣጽባሃ 1,651ዓማውቲ ዕድመ ኣቑጺሩ ኣሎ።

ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ መራሒ ኣጋይሽ ወዲ 83 ዓመት መምህር ገብረ እግዚኣብሔር በርሀ “ክርስትና ናብ ኢትዮዽያ ቅድሚ ራብዓይ ክፍለዘመን እዩ ኣትዩ” ይብሉ።

ኮኽባት ተጻውቲ ኩዕሶ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ሉቻኖ ባሳሎን፡ ተኽለ ኺዳነን፡ ብዛዕባ ወዲ ጋንትኦም ዝነበረ ኣብ`ዚ ቐረባ ዝዓረፈ መንግስቱ ወርቁ ይዝክሩ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ቂሐ-ጽልሚ ንምልክት ድምጺ ብምኽፋት ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG