ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ ጽልሚ፡ እምብልታ ካብ መቐለ፡ ሳዕስዒት ካብ ኣስመራ


Kaleidoscope

እምብልታ፡ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝፍለጥ ነዊሕ ታሪኽ ዘለዎ ባህላዊ መሳርሒ`ዩ። ኣብ ጓይላን ደበላን ዝዝውተር ኮይኑ፡ ሓሓሊፉ ኣብ ቀብሪ ከምዝጽወት`ውን ይዝንቶ።

እምብልታ ብሰለስተ ሰባት ዝጽወት`ዩ። ብዘይ ከበሮ`ውን ጓይላ ከድምቕ ይኽእል። ግርማይ ገብሩ ካብ ክሊ ትግራይ ዝለኣኾ`ሎ።

ካልእ ትሕዝቶ ቂሔ-ጽልሚ፡ ምስ ሓደ ካብ ፍሉጣት ሳዕሳዕቲ መንእሰያት ኤርትራ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ `ዩ። ግደይ ቀሊት ይብሃል።

ምሉእ መደብ ቂሔ-ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይኸኣል።

XS
SM
MD
LG