ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ ንፋጥና ሱሌማን ካብ ኣስመራ፡ ሄርሞን በራኺ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተተኣናግድ


ድምጻዊት ፋጥና ኢብራሂም ብምድላው ባህላዊ ኣልባሳትን ቁኖታትን ዝያዳ እናተፈልጠት ትምጽእ ዘላ ክትከውን ከላ፡ ሄርሞን ኣብ ትግራይ ትዕንብብ ዘላ መንእሰይ ድምጻዊት`ያ

ኣብ ፈስቲቫላትን ካልኦት ናይ መድረኽ ኣጋጣሚታትን፡ ስነ-ጥበባውያን ዝጥቀምሉ ናይ 9ቲኤን ብሔራት ኤርትራ ባህላዊ ኣልባሳት፡ መጋየጺታትን ቁኖታትን ተዳሉ - ፋጥና ኢብራሂም።

ሄርሞን በራኺ ድማ ሓደ ክልተ ደርፍታት ናብ ህዝቢ ድሕሪ ምቕራባ እናተፈልጠት ኣብ ርእሲ ምምጻኣ፡ ኣብ ቀረባ ሓደስቲ ደርፍታት ናብ ህዝቢ ንኽተቕርብ ትዳሎ`ላ።

ሰናይት ሃብቱ ምስ ፋጥና ሱሌማን፡ ተወልደ ወልደገብሬል ድማ ምስ ሄርሞን በራኺ ዝገበርዎ ዕላል ንምስማዕ ኣብ`ዚ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG