ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስመራ ብምሸት-ሓደ ካብ ትሕዝቶ ቂሐ ጽልሚ


ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ከቢድ ቁሪ ዓሲልዋ ትርከብ ከተማ ኣስመራ፡ ብምሸት ግን ጽባቔኣ ኣይጥፈአትን። ብፍላይ ኣብ`ዚ ወርሓት ልደት፡ ጎደናታታ ብህዝብን ብድሙቕ መብራህትን ዋዕዊዑ ምርኣይ ቀጺሉ`ሎ ትብል ሰናይት ሃብቱ።

ካልእ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ታኻቲቱ ዘሎ ሓደ መልእኽቲ ሰማዒ`ዩ "ኣብ ህይወተይ ኩል-ጊዜ ብዛዕባ ኣድጊ ክሓስብ ከለኹ ኣዚዩ እዩ ዝገርመኒ! ብፍላይ ብፍላይ ኣብ ልደተ-ክርስቶስ መጸ ኣድጊ
ከይዘከርኩዎን ከይመስገንኩዎን ከቶ ሓሊፈ ኣይፈልጥን:: እቲ ምንታይ ከም ብሃልን ታሪኽን ኣብ ብሉይ ኪዲን ኣድጊ ንዝግትነ-ማሪያም ነፍሰ ጾር ከላ ተወጢሓቶ ከም ኣብነት ኣብ ስእሊ ኒሪኣ:: ስለዚ ኣድጊ ብዙሕ ታሪኽ ኣሎዎ::
ከም'ቲ ሰብ ንኣድጊ ዘቃልሎን ዘነናእእሶን ዘይኮነ, ኣድጊ ስርሑ ክሰርሕን ክሕግዝን ጸኒሑ እዩ" ይብል ሰማዒና ሰሎሞን ሓጎስ ካብ ፊንላንድ። ንምሉእ ትሕዝቶ ቂሐ-ጽልሚ ነቲ ምልክት ድምጺ ጠውቑ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG