ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ ንመምህር ሳዕሲዒት ካብ መቐለ፡ ንመንእሰይ ድምጻዊ ቶማስ ኣልኣዛር ድማ ካብ ኣስመራ ተተኣናግድ


መምህር ሰሎሞን ግርማይ ሳዕሲዒት ትግርኛ መስመሩ ክስሕት የብሉን ዝብል ተሪር መጎተ የቕርብ። ድምጻዊ ቶማስ ኣልኣዛር ካብ ኣስመራ ድማ፡ በታ “ፈሩዛ” ትብል ደርፉ ዝያዳ ዝፍለጥ ኮይኑ ሓያል ዓቕሙ ዘመስክር ዘሎ መንእሰይ`ዩ

ግርማይ ገብሩ ኣብ ትግራይ ንነዊሕ ዓማውቲ ትልሂት ትግርኛ ንዘምህር ዘሎ ባዓል ሞያ ዓዲሙ’ሎ።

ተወልደ ወልደገብሬል ድማ ንቶማስ ኣዘራሪብዎ`ሎ።

ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ስምዑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG