ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ፡ ኣብ እዋን ማሕረስ ዝድረፍ ካብ ኤርትራ ፡ ትግርኛ ይበላሾ`ሎ ዝብሉ ካብ መቐለን ሒዛ`ላ


መንእሰይ መሓሪ ዑቕባሚካኤል ካብ ኣስመራ፡ ኣብ እዋን ማሕረስ ዝድረፍ ደርፍታትን ዜማታትን፡ ካብ ኢትዮጵያ-መቐለ ድማ፡ መምህር ገብረኺዳን ደስታ፡ ቋንቋ ትግርኛ፡ ኣምሓርኛ እናእቶናሉ ነበላሽዎ`ለና ይብሉ

ምሉእ መደብ ቂሐ ጽልሚ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG