ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ቂሔ ፅልሚ፡ ብዛዕባ ገዳም ደብረ ዳሞን ብዛዕባ ክልተ መሓዙት ክኢላታት ካይላን(Ceramics) ተውግዕ


ካብ ኣስመራ፡ ኣብ ስነ-ጥበብ ካይላ(መሬት ዓታሩ) ዝነጥፋ ደናይትን ኣስማይትን

ኣብ ኢትዮዽያ ዝርከብ ገዳም ደብረ ዳሞ ልዕሊ ሓደ ሽሕን ሽዱሽተ ሚኢትን ዕድመ ከምዘቑፀረ ይንገር።

ኣብቲ ገዳም ዝነበሩ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣብ ዘመኖም ብርክት ዝበሉ ታኣምራት ከምዝፈፀሙ ድማ ይዝንተው። ግርማይ ገብሩ ነቲ ገዳም ከላልየና እዩ።

ኣብ ከተማ ኣስመራ ድማ ኣብ ስራሕቲ ካይላ ወይ መሬት ዝነጥፋ ክልት መንእሰያት መሓዙት ሽውዓተ ጊዜ ኤግዚቪሽን ንህዝቢ አርእየን'ለዋ።

ሰናይት ሃብቱ ምስአተን ከተላልየና'ያ።

ንኽልቲኡ ትሕዝቶታት ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG