ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

በዓል ዒድ ኣል ዓረፋ ሎማዓንቲ ንመበል 1433 ተኸቢሩ’ሎ፡፡


Mekele
ኣብ ከተማ መቐለ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ዝባሃል ከባቢ ናይ ዝርከብ መስጊድ ኢማም ሸኽ ጀማል ዮሱፍ ኣብ እንታይነትን ኣከባብራን በዓል ዒድ ኣል ዓረፋ ንድምጺ ኣመሪካ ሃይማኖታዊ ትንታነ ሂቦም ኣለዉ፡፡

ብመሰረት ‘ዚ ኣብዚ በዓል እቲ ክባርን ዝበለጸን ክዳንካ ተኸዲንካ ይዋዓል፡፡ ዓቕሚ ንዘይብሎም ሓገዝ ብምሃብ ተደጋጊፍካ ዝዋዓሎ ኣውደኣመት እዩ ዓረፋ፡፡

ሃይማኖትና ጓለንስትየቲ ዋላ’ውን ናይ ኣዴታታ ዝተራኣያ ከይተረፈት ክትወጽእ ይፈቅድ እዩ ኢሎም ሸኽ ጀማል፡፡

ብኣቆጻጽራ ሂጂራን ሎምዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ዓረፋ መበል 1433 ምዃኑ ድርሳነ ሃይማኖት እስልምና ይነግር፡፡
XS
SM
MD
LG