ንስነ ጥበባዊ ትካቦ ወልደማርያም ዝዘከረ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ተኸታተሉ። ዝተፈላለዩ ኪነ-ጥበባዊያን ምስክርነቶም ሂቦም ኣለው።
ኣብራሃ ገ/ትንሳኤ (ኣፍቅራና)፣ ጃቡር መሓሙድ፣ ካብ ሆላንድ ተወልደ ረዳን ኣቶ ሃይለ ንጉሰን ሪኢቶኦም ንክህቡ ተጋቦዞም ኣለው።