ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንሓደ ካብ መስረቲ ተሓህት ዝነበረ ኣቶ ካሕሳይ በርሀ ዝዘከረ መደብ


ኣቶ ካሕሳይ በርሀ
ኣቶ ካሕሳይ በርሀ

ኣቶ ካሕሳይ ‘ኣዝዩ ቅኑዕን ክፍኣት ዝባሃል ነገር ዘይነበሮን ሰብ’ዩ’ ነይሩ ኢሎም ይገልጽዎም ናይ ሎሚ ጋሻና።

ካብ መስረቲ ተጋድሎ ሓርነት ህዝቢ ትግራይ (ተሓህት ናይ ሎሚ ህወሓት) ሓደ ዝነበሩ ኣቶ ካሕሳይ በርሀ፣ ኣብ’ዚ ቀረባ ከምዝዓረፉን ስነ-ስርዓት ቀብሮም ኣብ ዝተወለዱላ ሰለኽለኻ ኣኽሱም ምፍጻሙን ምግላጽና ዝዝከር’ዩ።

‘ምስ መራሕቲ ህወሓት ብሰንኪ ዝተፈጥረ ዘይምቅድዳው፣ ትምክሕተኛ ኣረኣእያ ኣለዎ’ ተባሂሉ ካብ’ቲ ውድብ ከምዝተባረረ’ ይጠቅሱ ኣቶ ተስፋይ ኣጽባሃ (ቸንቶ)።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:19 0:00

XS
SM
MD
LG