ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተቐማጦ ጁባ - ደቡብ ሱዳን

ናይ ሎሚ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ አብ ዋና ከተማ እታ ሓዳሽ ሃገር ደቡብ ሱዳን ጁባ ንዝነብሩ ክልተ አጋይሽ ዝጠመተ እዩ፤እቶም አጋይሽ አብ ስራሕቲ ንግዲ ተዋፊሮም ይንቀሳቀሱ፣ወነንቲ ናይ ንግዲ ትካላት እዮም።

ብዛዕባ ምንቅስቃስ ንግዶም፣ደቡብ ሱዳናዊያን እንታይ ከምዝብሉ፣ኢትዮጵያውያንን ኤርትራዊያንን ከመይ ከምዝተሓጋገዙ፣ቅድሚ ነጻነትን ድሕሪ ነጻነትን ደቡብ ሱዳን አብ ስራሕቶም ይኹን አብ አጠቃላሊ ናብርኦም ዝራኣይ አፈላላይ ዝብሉን ካልኦት ጉዳያትን አዘራሪብናዮም ኣለና።

This item is part of
XS
SM
MD
LG