No media source currently available
“ቃልስና ክቅጽል እዩ። ዝሓሸ ነገር ካብ ኩላትና ክመጽእ ይግባእ። ድሙቕ ብርሃን ዲሞክራሲ ኣብ ኢትዮጵያ ክበርህ እዩ” ይብል ኣንዷአለም አረጋ።