ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ: መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጋዜጠኛ ውብሸት ታዬ ካብ ማእሰርቲ ክፈትሕ ጸዊዓ


ጋዜጠኛ ውብሸት ታዬ
ጋዜጠኛ ውብሸት ታዬ

ጋዜጠኛ ውብሸት ታዬ ናይ ጋዜጣ ኣውራምባ ዋና ኣሰናዳኢ ኮይኑ ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ ብሰነ 19,2011 ዓ.ም.ፈ ብሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ ተአሲሩ።


ብመሰረት ጸብጻብ ሓደ ዘይመንግስታዊ ትካል ውብሽት ዝተአሰረሉ ምክንያት ቅድሚ ምእሳሩ ንመንግስቲ ዝወቅስ ጽሑፍ ብምውጽኡ'ዩ ይብል።


ጋዜጠኛ ውብሸት ታዬ ሞያ ጋዜጠኛ ኣብ ዩኒቲ ኮሌጅ ኣዲስ ኣበባ ዝጀመረ ኮይኑ ካብኡ ሃዳር ኣብ ዝተባህለ ናይ ውልቂ ጋዜጣ ቀጺሉ። ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝቀረበሉ ምስ ግብረ-ሽበራን ተግባር ሸበራ ብገንዘብ ብምድጋፍ ዝብል ክሲ ካብ ሰነ 19,2011 ዓ.ም.ፈ ማእሰርቲ ይርከብ።

XS
SM
MD
LG