ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቅ ምስ ኣቶ ጅውሃር መሓመድ


ኣቶ ጀውሃር መሓመድ
ኣቶ ጀውሃር መሓመድ

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ንብረት ዝወረደ ጥፍኣት ትጽቢት ዝተገበረሉን ትኽክለኛን ስጉምቲ’ዩ’ ይብል ናይ ሎሚ ጋሻና።

ኣካያዲ ስራሕ ኣብ ሚኒሶታ ዝመደብሩ ኦሮሞ ሚድያ ኔትዎርክ ኣቶ ጀውሃር መሓመድ ‘ህዝቢ ኦሮሞ ን11 ኣዋርሕ ክቃለስ ከሎ፣ ወረዳታትን ቀበሌታትን ናጻ ከውጽእ ከሎ፣ ንሓደ ኣባል ካልእ ብሄረ-ሰብ ከይተንከፈ፣ ንሓደ ትካል ካልእ ህዝቢ ከይጎድአ፣ ንሓደ ትግራዋይ ከይጎድአ ምቅጻሉ፣ ንሰላምን ሓድነትን ኢትዮጵያ ልዑል ተራ ከምዝተጻወተ ኢና ንርዳእ’ ኢሉ።

ናይ ኢትዮጵያ ካልኣይ ብርኪ ቤ/ትምህርቲ መልቀቂ ፈተና ኣብ ምውጻእ’ውን እጃም ከምዝነበሮ፣ ከምኡ ዝተገብረሉ ቀንዲ ምኽንያት ጊዜ ፈተና ንክናዋሕ ሓቲትና ሰማዒ ስለዘይረኸብና’ዩ’ ኢሉ ኣቶ ጀውሃር መሓመድ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:10 0:00

XS
SM
MD
LG