ኣብ ኢትዮጵያ ዝኣተዋ በዓልቲ ቤት ምክትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ፣ ዶ/ር ጂል ባይድን፣ ማሕበር ስደተኛታት ዓለም ንዘማሕድሮ ማዓስከር ስደተኛታት ተዓዚበን።
‘ኣብ ቤ/ትምህርትኹም፣ ኣብ ትነብርሉ ማሕበረ-ሰብን ኣብ ሃገርኩምን፣ ለውጢ ንምምፃእ ቅሩባት ኩኑ’ውን’ ኢለን።
እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ፣ ካብ ማዓስከር ስደተኛታት ጎረባብቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ሰላሳ ሽሕ ስደተኛታት ኣብ’ዘን ዝሓለፋ 10 ዓመታት ከምዝሰገሩ ተገሊፁ።