ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 50-ዓመት ዝኽሪ ፕረዚደንት ጆን ኤፍ ኬኔዲ

President John F. Kennedy and first lady Jacqueline Bouvier Kennedy arrive at Love Field in Dallas, Texas November 22, 1963 111111111111
President John F. Kennedy and first lady Jacqueline Bouvier Kennedy arrive at Love Field in Dallas, Texas November 22, 1963 111111111111
ዓርቢ 22-ሕዳር መበል 50- ዓመት ዝኽሪ ሓደ ካብቲ ኣብ ዩናይትድ ሴትይትስ ዝተፈፀመ ኣዝዩ ዘሰንብድ ታሪኻዊ ፍፃመ'ዩ።

ፕረዚደንት ጆን ኤፍ ኬኔዲ ኣብ ዳላስ ብ' 1963 ዓ.ም ዝተቀትሉ ዕለት'ዩ።

ኣብ ቀረባ ዝተኣከበ ርኢቶ ህዝቢ ከም ዘርእዮ ፕረዚደንት ጆን ኤፍ ኬኔዲ ብ'ኣሜሪካውያን ገና ተፈታውን ዝነበሮም ሓሳባትን ተስፋን ገና ዘተባብዕን ምኻኑ'ዩ።

ውርሻ ፕረዚደንት ጆን ኤፍ ኬኔዲ ዝምልከት ሓፂር ምድላው ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
TIG-Kennedy
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:21 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG